ብሓገዝ ወታሃደራውያን ኣዘዘቲ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ብመሪሕነት ህወሓት ንዝተሸሙ ኣባላት ምቕማጥ ንስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝጥሕስ’ዩ ዝበለ ግዜያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ፈደራል ስቕ ኢሉ ...
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲን ካልእ ኣጸጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኢትዮጵያዊያን ብመንግስቲ እታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ዜጋታት ናይ ምምላስ መስርሕ ሎሚ ረቡዕ ናብ ሃገሮም ምምላሶም ...
ኣመሪካ ዩክሬን ንዝቐረበ እማመ ምቁራፅ ቶኽሲ ምቕባላን ምስ ሩሲያ ይካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ናብ ዝወስድ መገዲ ስጉምቲ ምውሳዳን ትማሊ ሰሉስ ንኢዳ። ዩክሬን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ን30 ...
ኣብ ኮሎምቢያ ዩኒቨርሲቲ ኒው ዮርክ ክትዕ ተወሊዑ`ሎ። ፍልስጤማዊ ማሕሙድ ኻሊል ክጥረዝ ይኽእል`ዩ። ሚኒስትሪ ድሕነት ውሽጢ ሃገር፡ ንማሕሙድ ኸሊል ምስቲ ኣብ ግብረ ሽበራ ዝተመደበ ሓማስ ምትእስሳር ...
ልኡኻት ኣመሪካን ሩስያን ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ ሞስኮ ተራኺቦም ን30 መዓልታት ምቍራጽ ተጻብኦታት ኲናት ዩክሬን ክዝትዩ ምዃኖም ኣሶሸይትድ ፕረስ ኣስፊሩ። ብወገን ኣመሪካ ፍሉይ ልኡኽ ስቲቭ ዊትኮቭ ንሞስኮ ክጓዓዝ ምዃኑ ዋይት-ሃውስ ትማሊ ረቡዕ ኣፍሊጡ። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ብረቡዕ ንጋዜጠኛታት “ኣብዚ ...
" ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ስደትን ካብ ሳዕቤናቱ ክውሰድ ዝግባእ ትምህርትን ተዘንቱ። ...
ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ጎናዊ መንግስቲ ምምስራት ናብ ተወሳኺ ሕንፍሽፍሽ ዘእቱ`ዩ ክብል ኮኒኑ። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ ሓይልታት ወሃብቲ ህጹጽ ደገፍን መሻርኽቶምን ኣብ ሱዳን ሓደ ጎናዊ መንግስቲ ...
(ህወሓት)ን ንግዜያዊ ምምሕዳር ዝመርሕ ዘሎ ካልእ ኣካልን ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ ዝዓረገሉ፡ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ሎሚ ሰሉስ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ክንፊ ህወሓት ዝመዘዞ ከንቲባ ...
ኣብ ወረዳ ራያ-ኣላማጣ፡ ጥሙጋ ኣብ ዝብሃል ኣከባቢ ኣብ ቤተ ክርስትያን ኪዳነ ምህረት፡ ብዓርቢ ሓደ ቀሺን ምስኡ ዘገልግሉ ሓሙሽተ ተመሃሮን ብዕጡቓት ብዝወረዶም መጥቃዕቲ ምቕታሎም ምምሕዳር ከባቢን ...
ሊበራላዊ ሰልፊ ካናዳ፡ ማርክ ካርኒ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ንምዃን ብዓብላሊ ድምጺ ብሰንበት ተመሪጹ። ብውሽጣዊ ቍጠባዊ ማሕልኾታትን ከምኡ’ውን ካብ ቀንዲ ንግዳዊት መሻርኽታ ጎረቤት ሃገር ...
ኣብ መይንማር ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ ድሒሮም ናይ ታይላንድ ካብ ዝተሳገሩ 133 ኢትዮጵያዊያን 32 ናብ ሃገሮም ከም ዝተመለሱ ሚንስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ብሓገዝ ኣብ ህንዲ ዝርከብ ...
ሮማኒያዊ ርሑቕ የማናይ ፕረዚደንታዊ ተነሓናሒ ካሊን ጆርጀስኩ ኣብ መጋቢት ኣብ ዝካየድ ምርጫ ንኸይወዳደር ንዝተሓላለፈ እግድ ክብድሆ እየ ክብል ሎሚ ሰኑይ ገሊፁ። ተንተንቲ ከም ዝብሉዎ ግን ሩስያ ...