ብሓገዝ ወታሃደራውያን ኣዘዘቲ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ብመሪሕነት ህወሓት ንዝተሸሙ ኣባላት ምቕማጥ ንስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝጥሕስ’ዩ ዝበለ ግዜያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ፈደራል ስቕ ኢሉ ...
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲን ካልእ ኣጸጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ኣስታት ሓደ ሽሕ ኢትዮጵያዊያን ብመንግስቲ እታ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ዜጋታት ናይ ምምላስ መስርሕ ሎሚ ረቡዕ ናብ ሃገሮም ምምላሶም ...
ሕብረት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ጎናዊ መንግስቲ ምምስራት ናብ ተወሳኺ ሕንፍሽፍሽ ዘእቱ`ዩ ክብል ኮኒኑ። እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ ሓይልታት ወሃብቲ ህጹጽ ደገፍን መሻርኽቶምን ኣብ ሱዳን ሓደ ጎናዊ መንግስቲ ...
ኣመሪካ ዩክሬን ንዝቐረበ እማመ ምቁራፅ ቶኽሲ ምቕባላን ምስ ሩሲያ ይካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ናብ ዝወስድ መገዲ ስጉምቲ ምውሳዳን ትማሊ ሰሉስ ንኢዳ። ዩክሬን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ን30 ...
ኣብ ኮሎምቢያ ዩኒቨርሲቲ ኒው ዮርክ ክትዕ ተወሊዑ`ሎ። ፍልስጤማዊ ማሕሙድ ኻሊል ክጥረዝ ይኽእል`ዩ። ሚኒስትሪ ድሕነት ውሽጢ ሃገር፡ ንማሕሙድ ኸሊል ምስቲ ኣብ ግብረ ሽበራ ዝተመደበ ሓማስ ምትእስሳር ...
" ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ስደትን ካብ ሳዕቤናቱ ክውሰድ ዝግባእ ትምህርትን ተዘንቱ። ...
ሓይልታት ጸጥታ ፓኪስታን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ እታ ሃገር ዘካየዶ ወታሃደራዊ ስርሒት ካብ ዝተጨውየት ባቡር ጅሆ ተታሒዞም ዝነበሩ 190 ሰባት ምድሓኖምን ካብ ጨወይቲ ድማ 30 ምቕታሎምን ኣፍሊጡ። እታ ኣስታት 450 ተጓዓዝቲ ሒዛ ዝነበረት ባቡር ትማሊ ሰሉስ ብዘጋጠማ መጥቃዕቲ ነታጒን ተዅሲን ደው ንምባል ...
ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣብ መንጎ ፕረዚደንትን ምኽትሉን ሓድሽ ወጥሪ ኣብ ዝዓረገሉ፡ ጸጥታ ርእሰ-ከተማ ጁባ ንምውሓስ ዩጋንዳ ሰራዊታ ልኢኻ። ዩጋንዳ ነቶም ሰራዊት ብጠለብ ደቡብ ሱዳን ከም ዝለኣኸቶም ትገልጽ። ሚኒስተር ዜና ደቡብ ሱዳን ግን ንምውፋር ሰራዊት ዩጋንዳ ነጺጉዎ ኣሎ። ንምውፋር ሰራዊቱ ናብ ጁባ ኣብ ማሕበራዊ ...